Loading...

Download
  • Genre:Afrobeats
  • Year of Release:2025

Lyrics

ኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦ ይይይይይይይይ

ምስ ዘመን እዩ ባእሰይ

ናበይ እዩ ናበይ እዩ ዝብል እዚ ዘመነየ


ነፋሒቶ ዶ ክንብሎ ወይ ተመን

ሙኳን ድዩ ምምሳል እዩ ዝእመን

ፍቅሪን ሓቅንሲ ፍቅሪን ሓቅንሲ

ብከቢድ ሓሚመንየ


ኣሆይይይይይይይይይይይ

ኣነ እንዳ ራሃጽኩ ተድላ ጸሚእኒ

ሰባት ድማ ኣርኪቦም ዘይ ሽመይ ይህቡኒ

ኣነ ዳ ላህላህኩ ዓቀብ ተሪሩኒ


ሰባት ብጊድኦም ሃሩር ይኮኑኒ

ታይ ግበር ይቡሉኒ

ታይ ግበር ይቡሉኒ

ወይ ወይ ወይ

ታይ ግበር ይቡሉኒ


ልበይ ኣብ ሞጎጎ

ምስ የዕጫው ከቲቱ

ሓሶት ብ ኣቋራጭ እንጀራ ሰንኪቱ

ድሓን ድላዩ ይበል

ድሓን ድላዩ እስከ ይበል

ኣፉ ዝከፈተ

ውዕለተይ ከይርኢ ዓይኑ ዝዓመተ


እወ ድሓን ድሓን ድላዩ እስከ ይበል

ጸላም ዝጋረዶ ን ጫካ ጽቡቀይ

ብ ኣፉ ዘንድዶ


ኣነ ድኣሞ ክብርን እምነትን ክግዘም

ኣነ ድኣሞ ዉቃይኖስ ረብሓ ይሕሰም

ዘይከተርክዎ ክመልስ ኣይ ኣግጅፈ እንድየ ዘኮልስ


ኣነ ድኣሞ ሓጹር ክዘልል ትምኒተይ

ኣነ ድ ኣሞ ሕንቁቅ ጌረዮ ጸሎተይ

ነብርን ኢራብን ክዓርቅ ካብ ሕልመይ

ጥበብ ይሰርቅ


መን እሞ መን እሞ

ብርሃነይ ክጻረር

ጸላም ምስ ዓጎገ ክነግሰለይ

መን እሞ መን እሞ

ንኸይ ዳናበር ሓንቲ ፍረ ሽምዓ ወሊዑለይ

መን እሞ መን እሞ

በርቂ ዝዓጀቦ ዝናብ ምስ በረዱ ክዘንበኒ

መን እሞ መን እሞ

ንእሽተይ ልቢ ኣዕብዩ

ጨርቂ ጽላል መኒኑ ሂቡኒ


ደርብ


ወይ ወይ

ናይ ትጉሃት ሕልሚ ሰማይ ኳሕኲሑ እንከይ ተጋህደ

ናይ ሃካያት ጎጎ ጽጉብ ከጽግብ እንተ ረጎደ

ዝዘርኦ ክዓጽድ ኣብ ጫፍ እዩ ዝነግስ ቁኑዕ ሰብ ከም ዳማ

ተዘይተሓሊሉ ኢዱ እንተዘይ ሂቡ ምስ ዶንጎየ ጻማ


ኣነ ግን ኣነ ግን ኣነ ግን ይጓዓዝ ኣለኩ ብ ሓቦን ትዕግስትን

ኣነ ግን ኣነ ግን ኣነ ግን ክሳብ ዝስቆሮም ደጋጊመ ይፍትን


ንሓሶት ከም የዕዋፍ መብረሪ ክንፊ እንተ ሃለዋ

ሓቂ ዉን ብለመም ትበጽሖ ርግጽ ጫፍ ኣለዋ


ኣነ ዝበለካ ስምዓኒ

ወይ ጭብጢ ኣምጺካ ርትዓኒ

ተዘይ ነፊሩ ጥራይ እየ

ዝኣምነካ ጤል ኢልካኒ

ሹዑ እዉን እኮ መርሚረ

በጊዕ ከይ ከዉን ጠርጢረ

ምስ ዓይነ ልበይ ሓቢረ

ልክዕ ዝብለካ ደፊረ


ኣነ ግን ኣነ ግን ኣነ ግን

ይጓዓዝ ኣለኩ ብ ሓቦን ትዕግስን

ኣነ ግን ኣነ ግን ኣነ ግን

ክሳብ ዝስቆሮም ደጋጊመ ይፍትን


ንፍቅርን ሰላምን ለይትን መዓልትን

እንዳ ዘመረት ነብሰይ

ምስ ተዓዘብኩዎ ክነዉሕ ለይተይ

ክዉሕድ ድቃሰይ ኣይትቀየሙለይ

ንከዉሒ ከስምዕ ዓዉ ኢለ ምክሳሰይ

ካብ ቂምታ ሓራ እየ ምስ ሰባት ዘይኮነ

ምስ ዘመን ዩ ባእሰይ



ኣነ ግን ኣነ ግን ኣነ ግን ይጓዓዝ ኣለኩ ብ ሓቦን ትዕግስትን

ኣነ ግን ኣነ ግን ኣነ ግን ክሳብ ዝስቆሮም ደጋጊመ ይፍትን


ንሓሶት ከም የዕዋፍ መብረሪ ክንፊ እንተ ሃለዋ

ሓቂ ዉን ብለመም ትበጽሖ ርግጽ ጫፍ ኣለዋ


ኣነ ዝበለካ ስምዓኒ

ወይ ጭብጢ ኣምጺካ ርትዓኒ

ተዘይ ነፊሩ ጥራይ እየ

ዝኣምነካ ጤል ኢልካኒ

ሹዑ እዉን እኮ መርሚረ

በጊዕ ከይ ከዉን ጠርጢረ

ምስ ዓይነ ልበይ ሓቢረ

ልክዕ ዝብለካ ደፊረ


ኣነ ግን ኣነ ግን ኣነ ግን

ይጓዓዝ ኣለኩ ብ ሓቦን ትዕግስን

ኣነ ግን ኣነ ግን ኣነ ግን

ክሳብ ዝስቆሮም ደጋጊመ ይፍትን

+

      -   or   -

      -   or   -

      NG +234
          -You can log in via below methods-
          Reset password via e-mail
          -or-
          Reset password via e-mail
          If you have any questions, please feedback on Boomplay App or send an email to [email protected].

          Please Select A Playlist

          Add New Playlist

          Share on

          Embed: Love & Light EP

          Custom Size :

          • Default
          • Desktop(300*600)
          • Mobile(300*250)

          Type :

          • HTML/HTML5 (WordPress Supported)
          Get Boomplay Premium
          for
          Payment Method
          Pay With
            Review and pay
            Order Date
            Payment Method
            Due Today
            Flutterwave
              Subscription Successful

              Congratulations! You have successfully activated Boomplay 1 Month Premium.

              Now you have access to all the features of Boomplay App.
              Payment Failed

              Please check your balance and then try again.

              You'll lose your subscription if we don't have a working payment method for your account, so please check your payment details.
              Need help? Contact Boomplay Subscription Support.
              Payment Processing...
              10 s

              Payment is being processed by . Please wait while the order is being comfirmed.

              Payment Processing
              Your order is processing, and it may take up to a few days for the service provider to handle your payment. Please kindly stay tuned and check your order status in ‘User Center’.
              About Order Status