
Wegihudo Gena Lyrics
- Genre:Hip Hop & Rap
- Year of Release:2024
Lyrics
ወጊሑዶ ገና ወጊሑ ዶ ገና
ዘይውዳእ ለይቲ ፀልማት ናይ ደመና
ዲሒኑ ዶ ህዝበይ ኣደይ ከመይ ኮይና
ትግራይ ከመይ ኮይና ዓደየየየ
ዘይኮነለይ ኮይኑበር
ንዓኺ ዶ ሃንፊፈ
ዓቕመይ ኩሉ ፀንቂቐስ ጥራሕ ነብሰይ ተሪፈ
ናይደቅኺ ክብር መስዋእቲ ብርሕቐት ሰሚዐ
ምምራረይ ኣሕፊሩኒ
ኣፈይ ሒዘ ተሪፈ
Oh oh ወጊሑ ዶ ገና
Aaay ay ኣደይ ከመይ ኮይና
Oh wooo oh ውላዳ ሲኢናስ yeah yeah መፀ ዶ ዘድሕና
ተሰይሩ ተሪፉ ልበይ ናትኪ ኸ ከመይ ኮነ
ሰላምኪ እዩ ዓቢይ ሕልመይ ኣነዳኣ እታይ ሲኢነ
ፀሎትኪ ይስማዕ ኣምላኽ ምሳኺ ይልምን ኣነ
ተምልኽዮ ኩሉ ይኽበር ካበይ ድየ መፅየ ኣነሞ
Oh wooo ቃል ኣለና ናይ ጀጋኑ ፍፁም ዘይንዓፅፎ
Oh wooo ምስክርና ታሪኽና እዩ የለን ዘይንሓልፎ
Oh,oh ወጊሑ ዶ ገና
Aaay ay ኣደይ ከመይ ኮይና
Oh woooo oh ውላዳ ሲኢናስ yeah yeah መፀ ዶ ዘድሕና
ተሰይሩ ተሪፉ ልበይ ናትኪኸ ከመይ ኮነ
ሰላምኪ እዩ ዓቢይ ሕልመይ ኣነዳኣ ታይ ሲኢነ
ፀሎትኪ ይስማዕ ኣምላኽ ምሳኺ ይልምን ኣነ
ተምልኽዮ ኩሉ ይኽበር ካበይ ድየ መፅየ ኣነሞ
ኣንቲ ወላዲተይ እቲ ብፈሪሃ ፈጣሪ ደጋጊምኪ ይቅር ትብልዮምስ ከምድኻም ወሲዶሞ?
ንስኺ ዝወለድክዮ ጀጋኑ እንተኾነ ዝመፀ ይምፃእ ምምብርካኽ ኣይፈልጡን እዮም። ቃል ይእተወልኪ ቃል ይስበር ዘይወግሕ ፀልማት ታይ ይግበር
Oh,oh ወጊሑ ዶ ገና
Aaay ay ኣደይ ከመይ ኮይና
Oh woo ውላዳ ሲኢናስ yeah yeah መፀ ዶ ዘድሕና
Oh,oh ወጊሑ ዶ ገና
Aaay ay ኣደይ ከመይ ኮይና
Oh woooo oh ውላዳ ሲኢናስ yeah yeah መፀ ዶ ዘድሕና
ተሰይሩ ተሪፉ ልበይ ናትኪኸ ከመይ ኮነ
ሰላምኪ እዩ ዓቢይ ሕልመይ ኣነዳኣ ታይ ሲኢነ
ፀሎትኪ ይስማዕ ኣምላኽ ምሳኺ ይልምን ኣነ
ተምልኽዮ ኩሉ ይኽበር ካበይ ድየ መፅየ ኣነሞ
Oh whooo
Oh whooo
Oh whooo
Oh whooo